ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን: ፈርኒቸርን :ኤለክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 7, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ክሎሪን መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 29, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ምግብና ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ ንተሃነፅቲ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ጣዉላን ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመታት መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አቁሑት ህንፃ ደንቢ ክዳን ፃዕዳ ጣፍ አቁሑት ኤለክትሪክን ኤለክትሮኒክስን ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 28, 2010 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 28, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት 2010 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2010 በጀት ዓመት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን: ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን :ዝተፋላለዮ ናይ ስፖርት መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2010 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ን 2010 ዓም ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኣቁሑት ሕትመት ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑ ሳይክልን ናይ ወፃኢ ፍርያት ዕንፀይቲ ማለትዉን ፈርኒቸር አቁሑት :መሳርሒ ህንፃ: አቁሑት ፅሬት :መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/