ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ፈርኒቸር፣ ፅሕፈት መሳርሕን ሓለዋን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ግልጋሎት ሓለዋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ቤት ዕዮታት ናይ ሓለዋ ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓለዋ ዋርድያ ግልጋሎትን ናይ መካይን ፅገና ጋራጅን ንናይ ዉልቀ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2012 3:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬትን ናይ ሓለዋን ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ዋርድያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐለዋ ግልጋሎት : ፅሬት ግልጋሎት : ሚኒባስ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንግልገል ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ መኪና ክራይ/ ስራሕቲ ሓለዋ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/