ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ፀባ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል እንቁላሊሕ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ እንስሳት ቀለብ / ምጥን ቀለብ ከፍቲ ናይ ፀባ ላሕሚ ኩንታል በዝሒ 50/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ናይ ኢትዮዽያ ካቶሊክ ቤተክርስትያን ልምዓት ኮምሽን ጨንፈር ዓዲ ግራት ንኡስ ጨንፈር መቐለ ካብ ዝፈፀሞም ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ ኣብ ደግዓ ተምቤን ወረዳ ንዘለዉ ተጠቀምቲ በጋይት ዝዓይነተን 10ተ ናይ ፀባ ኣላሕም ዓዲጉ ከከፋፍል ይደሊ በዚ መሰረት ቀፂሉ ዘሎ ረቃሒ እተማልኡ መቕረብቲ ማለት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ሰቆጣ ቃል ኪዳን ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕ/ገ/ልምዓት ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣጣል ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ዕምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ናዉቲ ንህብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/