ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ በዓል 5000 ሊትር ዝሕዝ መዋህለሊ ማይን ናብ አብያተ ትምህርቲ ምጉዕዓዝን: ዝተፈላለዩ ፅገና ኤለክትሮኒክስ ንሓደ ዓመት ብኮንትራት ምክያድ :ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ከሕትምን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ፅገና/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ንናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤች ድፒ ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ብረት ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ፖምፕ pump ፡ኤለክትሮኒክስን ፡ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኤለክትሪክ፡ ፈርኒቸር ፡ናይ መኪና መለዋወጥን ፡ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን፡ ዘይትን ቅብኣትን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/