ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፃን ኣ/ማ ካብ ዕለት 01/05/2015 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2015 ከምኡ ወን ካብ 01/08/2015 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2016 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቓስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፉ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ኣብ ቃልሲ መጉዳእቲ ስኒ ንዘጋጠሞም ኣባላት ማ/ጉ/ኲ/ት ብጨረታ ናይ ስኒ ድጋፍ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ኣብ 2016 ዓም ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ማይ ፀብሪ ብናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ ማይፀብሪ ዝረከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ንዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ናይ አንፈት ሰሜን ፤ ደቡብ ፤ ምብራቕን ብዘመናዊን ደረጃኡ ዝሓለወን ዙርያ ሓፁር(መካበቢያ) ንምስራሕ ንህንፀት ስራሕ ዘድልዩ ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል ማለት፤ ሓሸዋ ፤ ፀፀር 02 (ጃህያ) እና እምኒ ሰረት መንደቕ ፤ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ አሎ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2016 12:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2016 1:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አፅቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ጉዳይ አብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ፦ቨሎሲቲ ኣፓራልዝ ካምፓንስ ኣብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ሆስፒታል መቐለ ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን መኪና መለዋወጢ ኣቕሑትን ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንመድሓኒት 30,000.00 ንመኪና መለዋወጢ 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/