ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ አብ 2007 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ኣወዳደሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ/

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲ ሕትመት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መደበኛ በጀቱ ናይ አይቲ : ኤሌክተሮኒከስ : ህንፃን ብረታ ብረትን : ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ፅሬት መሳረሒታትን ካልኦት ኣቑሑ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 11, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮነከስን ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስል ዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒንብረታት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራት ፍርናሽን : ደምብልብሲ ናይ ተሃነፅቲን ሓካይምን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ ናገዛ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንቨርችዋል ኮምፒተር ማእኸል ዝኸዉን ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር/ ፈርኒቸር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ክልተ በዓል ሸመንተ ነኮል ሽቃቅ ብደረጃ 8 ( BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ንዘለዎም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 29, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ሕርሻ/ ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ /ዓዲ ን 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ደንቢ ልብስ ናይ ሓካይም ኣንስላታት ወዘተ በቢ ዘርፉ ዝተፈላለዩ ኣጫሪተና ክንገዝእ ስለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንትቲ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕረሻ ( ህንፃ ) መሳርሒ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 29, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/