ትካልና ቁርፅራፅ ጋልቫናይድ ላሜራታት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ ዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ኽሸይጥ ሰለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል / ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እንዳ መኮኒ ንአብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ሰርቪስ ፅገና ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሐደ ዓመት 2007 ብኩንትራት ከስረሕ ይደሊ በዚ መሰረት ደረጃ 03ን ልዕልኡን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ዘይመለስ ብር 50 ሓምሳ ቕርሺ ብመከፋል ዝ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዓ/ ጉዶም ዝአረጉ ንብረት ናይ ማይ ፓማብ ኬብል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታትን ኣጫሪቱ ክሸጥ ይደሊ 1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዓድግራት አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ካብ ዘለዉዎ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት ኤሌክትሮኒክስ ትቦን መገጣጣሚ ግልጺ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሕት ማለት "ወንበር "ጠረጼዛን ቁምሳጥንን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፈርኒቸር/