ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ኣብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ቁሸታት/ጣብያታትን ወረዳታትን ዝርከቡ ማ/ሰብ ደኒ ብርስት አግራብ ንምክልኻል ማለት'ውን ማ/ሰብና ንዝተፈላለዩ ምሕበራዊ ጉዳያቱ ክብል ብቁፅሮም ዘይነዓቁ አግራባት እንዳቆረፀ ዳስ ሰሪሑ ማሕበራዊ ትሕዝትኡ እናሕለፈ ከም ዝመፀን፣የሕልፍን ከምዘሎን ኩላትና እንፈልጦ ወድዓዊ ሓቂ እዩ ። ስለዚ እዚ ፀገም እናረኣና ክንቅፅል ስለዘይብልና ፣ ማ/ሰብና ድማ ካብቲ ማሕበራዊ ጉዳይትን ባህሉን ክፍለ ስለዘይኽእል ከም መፍትሒ ባላን ካልኦት አእዋምን ብብረት ወይም CHS (Circular Hallow Section steel) ምትካእ እዩ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መላዋወጢ ኣቕሓ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2018 4:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቤት መዛጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ናይ 2ይ መፍርቅ ዓመት ዝ/ዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ‚ኤሌክትሮኒክሰ ‚ተሽከርከርቲ ክምእ አዉን ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ድብድቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትርኒክስ ኣቕሓ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ካብ ናይ ምግቢ ውሕስና በጀት ናይ TS ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ምምዳር ንብረትን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሐፀቦ መደቦ ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈሩ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላትን ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 15, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/