ትካልና ዋልታ ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መኽዝኑ ዘለዉ ዝተፋላላዩ ዘገልገሉ ኣቑሑትን ንፋብሪካ ዝጠቕሙጥረ ኣቑሑትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእኸልን ከተማ ዉቕሮ ጣብያ ሓየሎም ፍሉይ ሽሙ ዋዝዋዞ ኣብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ዘገለገሉ ኤጋ ሽት፣ RHS ኬንች፣ ቴንዲኖ ቁርፅራፅ፣ ማዕፆ ላሜራ፣ መስኮት ፍሬም፣ ኮለን ዝወደቀ አብ ዉሽጡ ዘሎ ቴንድኖ ብአካል ሪኡ ሰይሩ(አላቂቁ) ዋጋ ዘእቱ፡ ሃርድ ኮር እምን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ከወግድን የደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ተረፈ ምሕርቲ ማሽን (Chips) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ ሙዚየም ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣረጓጉቲ ፍርጅ፣ ድሽ ሻሓነ፣ ካራቡላ፣ ዝኣርጉ ወናብር፣ ፕሪንተር፣ ናይ ማይ ሞተር፣ ዝኣረጉ ዝተፈላለዩ ሓፃውን ናይ ሞተር ሳይክል፣ ዝኣረጉ ጠረጳዛታት፣ ካዝና ትካልና ከጨረታ ስለዝዳለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትራንስ ኢትዮጵያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረት ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኽዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገለ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2017 3:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/