ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ህንፃ መሳርሒ: ኤሌክርቲክ ኢንዱስትሪን አቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ ናይ 2007 ዓም ባጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ዘይ ስሩዕ በጀትን ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ፅሬትን ሕክምናን , ጨረቃ ጨረቂን , ናይ ሕትመት ናዉቲ ሎት 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት 3 ናይ ፕሊምቢንግ ናዉቲ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሪክ ናዉቲ ሎት 5

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ን 2007 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቅሑ , ዝተፈላለዩ ሃላቂን ቀዋሚን ኣቅሑ ,

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/