ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ ካብ መደበኛ በጀት ን 2013ዓ/ም ኣብ ከተማ ዳንሻ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ንዝርከቡ ቀለብ ባኒ አወዳዲሩ ክምግብን ከምኡ እዉን ናይ ከተምኡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕላ ተሽከርከርቲ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ፅገና ጋረዥ ከካይድ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዳንሻ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ፣ ንደም ለገስቲ ምግብን ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣስቤዛ ተምሃሮ በጀት ዓመት ን 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣስቤዛ ተምሃሮ በጀት ዓመት ን 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

በትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ዘርፍ ሃብት እንስሳትና ልማትይ ዓሳ Multipurpose one line tamato pasta and fruit juice machine መግዛት ስለሚፈልግ በዚ ዘርፍ ህጋዊ ንግድ ፍቃድ ያላቹ ኣቅራቢዎች የመወዳደርያ ሀሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2012 4:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ 1ይ ደረጃ ፊኖ በዓል 25 ኪሎ ግራም 130 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

Our Company Ezana Mining Development PLC . Meli Gold Mine has allocated Buget towards the cost of supply of the ff powder milk by the Procurement reference MGP-059/2020

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2013 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣስቤዛ ተምሃሮ በጀት ዓመት ን 2013ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ደረቕ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቕራብ እንቓቕሖን ኣተክልትን ዉፅኢት ባልትና ፣ ረሳሕ ፈሳስን ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ብማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሐ ንተማልኡ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ/ቀ/ወያነ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተኣረምቲ ን 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ባኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 5,000.00 ቅርሺ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /