ኣብ ቢሮ ኮንስትራከሽን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ብናይ ክልል በጀት ናይ 10 መስመር ገጠር መንገዲ አማከርቲ ንምቁፃር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 19, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

አብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዋና ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምምዕባልን ምምሕዳርን ኣብ 2008 ዓም ካብ ናይ MDG በጀት ንዝሳለጡ 15ተ ናይ ኢራፕ ህንፀት መንገዲ ፕሮጀክት ናይ ቁፅፅርን ኮንትራት ምምሕዳር ስራሕቲ ኣማከርቲ ብምዉድዳር ክሰርሕ ስለዝደለየ ብሳይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሳልተንሲ ብኢንጂነሪንግ ኮንሳልተንሲ ብብርኪ ካታጎሪ 5 ልዕሊኡን ካታጎሪ 6 ልዕሊኡን ካታጎሪ ፒፒን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ኣማከርቲ ንክወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/