ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስረሕቲ ማይ ትግራይ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ናይ ጨረታ ምልክታ ከተማ ዕ/ሓሙስ ቀረብ መስተ ማይ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ብናይ ዋሻ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ /OFFICE/ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብ ቤት ፅሕፈትና ስፐስፌኬሽን ወሲድኩም ክተጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግልጋሎትዝዉዕሉናይኤጋ ቆርቆሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማእኸልሐወልቲ ሳማእታት ትግራይ ንመፃሕፍቲ መደርደሪ ዝከዉን ሸልፍን ኤክስኩቲቭ ኪንፈረንስ ቴብል ኦምፓርትድን : ንኮንስትራክሽን ኣቁሑት: ናይ ሙዝየም ዝተፈላለዩ ስታንድ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ስዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2007 ዓም በጀት ዓመት ንሓፂር ስልጠና ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መሬት መቆፃፀሪ ነጥቢ ኮንክሪት ምፍራይን ምትካልን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)

  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ኤሌክትሮኒክስ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 12, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/