ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቁሑት ኬሚካልን ቤተ ፈተነ ፡ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቶ፡ ዕጥቂ ስፖርት ፡አቁሑት IT ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 5, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2008 ዓም ብናይ ድጎማ ባጀት GEQIP 1 DESKTOP COMPUTER እና Printer ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 2, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሑ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ስራሕቲ ናዉቲ ማለት እዉን ተገጣጠምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፡ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 29, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ማለት 8 ላፕቶፕ ኮምፒተር ትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 27, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሬት፡ መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን ፡ላፕቶፓት፡ ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሕታት ስፖርትን ዕጥቅን፡ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፡ፅገና ጋራጅ መካይንን ካልኦት ኣቁሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት ኮምፒተር፡ ፕሪንተር ፡ስካነር ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 20, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትረኒክስ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 18, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ማለት 8 ላፕቶፕ ኮምፒተር ትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /

ኮምፒተራት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ /