ትካልና ደጀና ኬሚካል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ዝተፈላለያ ዓቕምን ዓቐን (Specification) ዘለወን 13 ላፕ ቶፕ፣ 4 ዴስክ ቶፕን 1 ፕሪንተርን ክዕድግ ስለዝደለ ብቕዓት ዘለኩም መቕረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቱ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤለክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

SOS Childrens'Village HGFD Emergency Project ኣብ 2016 በጀት ዓመት ናይ ዴስክቶፕ ኮምፑዩተር ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ቤት ትምህርቲ ዝኸዉን ብብርኪ ክልል ብ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 27, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር (Laptop comput) ክዕድግ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቐሑት /ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መሪ ሚኢቲ ንስራሕቲ ኤሌክትሮንክስ ዝዉዕላ ብምልክታ ግልፅ ጨረ ኣወዳድሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሮንክስ ስራሕቲ ዝተሳማርኹም ኤሌክትሮንክስ ዘለኩም ሕጋዉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ጨረታ ምድብ-1/ LoT-ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ኣቑሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቀለም ፎቶ ኮፒን ፕሪንተርን መሊእኻ (Recycling) ኣብ ግልጋሎት ንምውዓል ዘካይዱ ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት (በጀት ዓመት 2017) ውዕለ ብምእሳር ከስርሒ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ሓንቲ ፕሪንተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕጻግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/