ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ኮምፒተር :ፕሪንተር: ፋክስ: ፎቶ ኮፒ ፅገና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/