ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈለለዩ ግልጋሎታትን ንብረታትን ማለት እዉን፣ ናይ ስራሕ ደንቢ ክዳን ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ቆዎምቲ ንብረታት፣ ግልጋሎት ክራይ ናይ ፅዕነት መኪናን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 14, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ኣቕሑ ማእከል መረዳእታ ( Data Center) ምስ ሙሉእ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተር፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቅሑት ፅሬት፣ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ ኤሌክትሮ መካኒካልን ፣ፓምፕ፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 15, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 15, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ምንዋሕ ጨረታ ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን 1ይ ጀነሬተር ሴት፣ 2ይ ዩቢኤስ ሲስተም ናይ ኢንጅን ኣልተርኔትቭ ኮንትሮለርን ፕራንድን ሞዴል ቁፅሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ማለት እዉን ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት 1 ኣይቲ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን 1ይ ጀነሬተር ሴት፣ 2ይ ዩቢኤስ ሲስተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ማለት እዉን ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ኣቕሑ ማእከል መረዳእታ ( Data Center) ምስ ሙሉእ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንዝርገሐ ኢንተርኔት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ኮምፒተር ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ /ፓወር ሳፕላይ01 ፣ ፓወር ሳፕላይ 01፣ HP printer 02/

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ ማለት / ዲስክቶፕ ኮምፒተር 02፣ ላፕቶፕ ባትሪ 02፣ ሃርድ ዲስክ2tb 20 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/