ማሕበርና ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ጀሚሩ/2009 ዓ.ም/ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8ተ(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2016 05:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2022 ክሳብ ዕለት Jun 30-2024(ካብ 2015 ክሳብ 2016 ክልተ በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ናይ 2016 ዓ.ም. በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 12, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 12, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ጥምረት ኤች.ኣይ. ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ብትእዛዝ ናይ ሕጊ ኣካል፤ ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2020 ክሳብ 2023 ብገለልተኛ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ሒሳ ናይ ንብረትን ኦዲት ኣግቢሩ ከቕርብ ትእዛዝ ስለዘተውሃቦ፤ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት ዘማልኡ ተወዳደርቲ ክሳተፉ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 4, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 9, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበርና ማሕበር ሰላም ሓፈሻዊ ንግዲ ዕዳጋ ማእኸል መቐለ ንማሕበርና ዓመታዊ ኦዲት ብጨረታ ክነስርሕ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ብትእዛዝ ናይ ሕጊ ኣካል፤ ከም ኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ 2020 ክሳብ 2023 ብገለልተኛ ናይ ደገ ኦዲተር ናይ ሒሳብን ናይ ንብረትን ኦዲት ኣግቢሩ ከቕርብ ትእዛዝ ስለዘተውሃቦ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2016 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማሕበርና ለምለም ኲሓ ታከሲ ማሕበር በብዓመቱ ኣታዊን ወፃኢን ኦዲት የግብር እዩ፣፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ 2015 ዓ/ም በጀት ዓመት ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቱ ኦዲት ከግብር /ከመርምር/ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መመዘኒ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፃን ኣ/ማ ካብ ዕለት 01/05/2015 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2015 ከምኡ ወን ካብ 01/08/2015 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2016 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቓስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክግበር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ንክሳተፉ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/