ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ዓባይ ጀነሬተርን፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/