ኢንስቲዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ለዉዝ ቅብኣት ካርቶን መትሓዚ ሎዝ ቅብኣትን ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ መስርሒ መሳርሒታት ዝጠቕሙ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክአስር ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ፅሕፈት መሳረሒ፣ፅሬት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ኤልክትሮንክስ ፣ፈርንቸር ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑቲን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑቲን /ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ኣ/የጭላ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ንዝተፋላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ዛና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑት መለዋወጢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሞትር ሳይክል መለዋወጢ 5000 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌከትሪኒክስ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኣርቲኣር ሞተራት ኣቅሑት ስፔር ክምእዉን ኦርቲኣር ሞትር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 40000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 15000 :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 30000 :ናይ ኣርቲኣር ሞተር ሳይክል 20000 ብር : ናይ ሞትር ኣርቲኣር ስፔር 15000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልን መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ንዝተፈላለዩ መበይዲ ኤሌክትሮድ : መሳርሒ ህንፃ : ዲቪልት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ትካልን መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ንዝተፈላለዩ ቤሪንግ : ናይ ህንፃ መሳርሒታት : ፍለዉ ሜትርን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ንኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ሕትመት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ጎማ መኪና ካበ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ብር ናይ መኪና ጎማ 5000 ብር ናይ ፅሬት መሳርሒ 2000 ብር ንሕትመት 2000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/