ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎትዝዉዕል ማይ ብቦጥ ብግልፂ- ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ መደበኛ በጀት ንአገልግሎት ኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተራትን መለዋወጢ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ጨርጨር
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : ኣቅሑት ፅሬት 1000 : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን 10000 : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተራትን ቅርሺ 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፕሮጀክት ምድብ ሐደ መንገዲ ነበለት ፍላፍልን ማይቅነጣልን ምድብ ክልተ ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ነበለት ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ፕሮጀክት መንገዲ ዓዲግራት ፕሮጀክት መንገዲ ኣክሱም ፕሮጀክት መንገዲ ሸራሮን ናይ እግረኛ መጎዓዚ ቴራዞ ስራሕቲ ብንኡስ ስራሕቲ ተጫራቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 23, 2018 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ፅሬት መሳርሒ ፥ ኤሌክትሮኒክስ ፥ ህንፃ መሳርሒ ፥ ናይ ኤሌክተሪክ ኣቑሑት ፥ ናይ ጄኔነተር ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ናይ መኪና ስፔርን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 9:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣበርገለ ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ወይድማ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋን ወረዳ አበርገለ የጭላ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 35,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/