ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት ዝዉዕል ዝተየፈላዩ ናይ ሞተር ሳይክላት ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 2:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ኢንስቲትዩት ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን እቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ማለት እዉን ዝተፈላለዩ ዓቐንን መጠንን ዘለዎም ብረታ ብረት (RHS) ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንትዮታ ሃርድ ቶፕ ሞዴል ቁፅሪ HZI 75 ዝዓይነተን መኪና መለዋወጢ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረትዚ ንዙይ ንብረት ንምቅራብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳዱን ነዙይ ንብረት ትሸጡሉ ዋጋ መሊእኩም ክተቅርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላዩ ናይ ኣባይቲ መካይን ብሬክ ላይን ምልጣፍ ስራሕቲ (brake line rivet) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላዩ ናይ ኣባይቲ መካይን ብሬክ ላይን ምልጣፍ ስራሕቲ (brake line rivet) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጀካ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዘፈቀደልና በጀት ብምግባር ሕጊ ተሃነፅትን ቆፆሮ እስራትን ብሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከመግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዶግዓ ተንቤን ኣብ ወረዱኡ ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ በደረጃ 4ተን ልዑሊኡን ዝርከቡ ጋራዣት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ምስ ሰዓራይ ክሳብ 30/11/2012 ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ክፅግን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 15, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ጋራዛት ብምዉድዳር መካይን ከፀግን ስለዝደሊ ከብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 7, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/