ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ቀዳማይ ደረጃ ዞላ በርበረ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ትካልና ዘለና ተረፈ ምህርቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እቲ ተረፈ ምህርቲ ንምዕዳግ ክጫረቱ ትደልዩ ካብዝይ ንታሽቲ ብዝተቀመጠ መሰረት ናይ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ኣለዎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 5, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 5, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 5,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ምእሳር ክገዝእ/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናታትን ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 16, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ መደቡ ዝተፋላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዝተፈላዩ ናይ ዓድግራት ሆስፒታል ግልጋሎት ዝህባ ዘለዋኦ ኣናእሽተይ መካይን ናይ ጋራጅ ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ናይ ሽንት ቤት ገንዳ /ስፕቲክ ታንክ/ ትመጥጥ መኪና ናይ መጥሓን በርበረን ጣፍን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ /ነጋዶ ክዕድግ ከሰርሕ /ከፅግን /ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ኣብ ክ/ከ/ከተማ ቤት መዘጋጃ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ዕንጨይቲ ክሸይጥ ስለ ዝድለየ ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ናይ ጀነሬተር ሼድ ወይ ፅላል በዝሒ 1 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝክፈል ዉዕሊ ኣሲሩ ምግቢ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት መካይን ኢድ ዋጋ መስረሒ ጋራዥ ዝዉዕል ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ንናይ ወረዳ ቤት ፅሕፈታት መካይን ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተራት ፕሪንተራት ኢድ ዋጋ ኣገልገሎት ዝህብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/