ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖካብ ዘለዎ ናይ መስኖ ተሓራሳይ መሬት 2ሄ/ር ብዘመናዊ ጠብጠብታ ንዘልምዑ ኣካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንክልተ ዓመት ብምክራይ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተጠቀሰ ረቃሒ ኣማሊኡ ኣብዑር ከቅርበሉ ዝኽእል ካብ ዉልቀ ይኩን ካብ ማሕበራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ክዕድግ ይደሊ ዕድመ ማእኸላይ ካብ 6ተ ዘይበልፅ ትሕዝቶ ሰዉነቱ ሙሉእ ጥዕና ሙሉእ ክብደቱ ልዕሊ 300 ኪግ ስጋ ምስ ዓፅሙ ስጋ ብዘይ ዓፅሙ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ክዉገዱ ዝበሎም ናዉቲ ማለት እዉን ዘገልገሉን ዘየገልገሉን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ፣ ኤሌክተሮኒክስ፣ ካልኦት ናዉትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ቀረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ንከተማ ዓዲ ዳዕሮ ዝዉዕል ንብረት ሳርፈስ ቫምቭ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት 1 ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 2 ንቀለብ ደርሁ ዝዉዕሉ እታዎታት 3 ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከ/ዕ/ፋ/ን/ም/ር ካብ ቢሮ ቁፅሪ 1 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 03/02/2012ዓ/ም ክሳብ 18/02/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክወስዱ ይክእሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተኻ ኣኽሱም ንዝርከብ ኣዳራሽ ወንበር መኸላኸሊ ርስሓት ናይ ትርኣስ ጨርቂ ክተስርሕ ስለ ዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስንኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ኮቦርታ ምሕፃብ 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ዕድጊት 3 ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ንማእኸልና ግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት (ናይ ቢሮ ፈርኒቸር)፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መጋየፂ፣ ናይ ጀነሬተር ስፔር ፓርት፣ ናይ ኤግዝቭሽን ድንኳን ኣቅሑት፣ ናይ ኣዳራሽ ጨርቅን መጋረጃን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2012 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣናእሽተይ መሳርሕታት፣ጎማን ባትርን መካይን፣ መኪና ስፔር ፣ኣቅሑ ፅሬት፣ ስለዝደሊ ከብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/