ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀለብ ደርሁ ምጥን ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋት ዝዉዕል ሕትመት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምም/ርን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ፣ ጀነሬተራት ኣቅሕትን፣ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንክንዕድግ ዝወፀ ጨረታ ይምልከት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኣልመዳ ፋብሪካ ዓለባ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ስፔር ፓርት ጎማን ካላማደርያ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ንሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኒዶ ፀባ ፣ ብርስን ፣ ፊኖ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን አብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ቢሮና መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ንምዕዳግ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ዘገልገሉ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2012 3:40 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/