ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ጨንፈር መቐለ ናይ ሰራሕተኛታት ጥቕሚ ፣ክዳን፣ ስረ ፣ ሸሚዝ፣ ጫማ ፣ ቆቢዕ ፣ ቱታ፣ ካልሲ ፣ ጋዉንን ፣ጋንትን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት 2012 ዓ/ም ምድብ 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ምድብ 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሐመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣላማጣ ናይ ቆፃርን ቱቦን መገጣጠሚን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራትን፣ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 8:20 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኤግዚብሽን ዝዉዕሉ ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ሓፂነን ተዛመድትን / ቱቦላሬ ፣ ፒያቶን ማይ ቱቦን/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ 1ይ ወያነ ንዝረከቡ ተኣረምቲ ሕጊ ን2012ዓ/ም ዝዉዕል ደረቅ ባኒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 አሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ንመጋረጃ ዝዉዕል ጨርቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ጀነሬተር ፣ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቅሑት ፅሬት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መፃሕፍትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ንኣጎግልጋሎት ዝኸዉን፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ን ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ሎት 01 መሳርሒ ፅሕፈትሎት 02 ኣቅሑት ፅሬት ሎት 03 ናይሕትመት ሰነዳትን መዛግብትን ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ተዛመድትን ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/