ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ መካይን ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ፣ትምህርቲ፣ ሕርሻ ፣ ማይ ሃፍቲ፣ ጥዕናና ፣ ኮንስትራክሽንን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክጫርት ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

በዓል መዚ እቶት ንልምዓት ክልል ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ወ/ኢሮብ ግልጋሎት ዝዉዕል ኢንድስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 6, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ኣብ ፋብሪካና ዘምርቶ ልስሉስ ኮንዲት በዓል 16 ሚሜ በዝሒ 24099 ብንፅል ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ናይ ሰራሕተኛታቱ ናይ ምግብን ካልኦት ግልጋሎት ንቐረብ ዝህብ ክበብ /ካፍተርያ / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

Path Finder International/ Ethiopia invites potential supplier of stationary material to submit their quotation in order to provide intended service as per the specification given.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 26, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ያምሃ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትጨረቱ ትደልዩ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ንገልፅ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/