ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ምድብ 1 ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር ምድብ 2 ፓክቶሬጅቲካል ኬት ማለት እዉን ኬት ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕላ ብርክት ዝበላ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምም/ርን ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ንክንዕድግ ዝወፀ ጨረታ ይምልከት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ምም/ርን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማ ንክንዕድግ ዝወፀ ጨረታ ይምልከት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በኤጄንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት የመኪና ስፔር በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ህጋዊ ነጋዴ የሆናቹ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኣሸጎዳ ዝርከብ ናይ ሎጅድቲክ ስቶር ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንምጭራት ድሌት ዘሉኩም ደረጃ GC-3 ወይም BC-3 ልዕሊኡን ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 700,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/