ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ካፒታል በጀት ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 5, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 22,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት መብራህቲ ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነታት ንብረት ብጨረታ / ኣታዊ መረጋገፂ ሰነድ በዝሒ 500 / ሞተር ሳይክል በዝሒ 01 ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፍልፍሎም ዘይተፈለጡ ካብ ዘይሕጋዉያን ነጋዶ ሓደሽቲ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ጫማታት ክዳዉንቲ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ካልኦት ካብኔ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብዕለት 05/01/2012 ብቁፅሪ 80/ክ/ክ/ቀ/ወ ንክጫረቱ ዝወሰናዮ መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረትን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓዲ ጉዶም ሓድሽ ናይ ቢል ሶፍትዌር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን /ክገዝእ/ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት አዉን መድሓኒት መደረደሪ ሸልፍ፣ ኮሞዲኖ ጠረፔዛን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ካብ ናይ ኤስዲ በጀት ዝተረከበ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝርገሐ ኤሌክትሪክ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሪክ ኮንክሪት ፖልን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ትራንስፎርሞርን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 3, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በኢፌዲሪ ሃይል ሰሜን አየር ምድብ ጠቅላይ መምርያ መቐለ በኣይናለም የሰራዊቱ መኖርያ ካምፕ አከባቢ ጥራቱን የጠበቀ የዉሃ ጉድጓድ በሙያዉ ላይ የተሰማሩትን ተወዳዳሪዎች ብግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማስቆፎር ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ ለመወዳደር የምትፈልጉ በዘርፉ ላይ የተሰማራቹ የዘመኑን ግብር የከፈላቹሁ የዉሃ ቁፋሮ ድርጅቶች ለጨረታዉ ሰነድ መግዛት በሰንጠረዥ ላይ በተገለፀዉ ጊዜ መሰረት መወዳደር የምትችሉ መሆኑን እንገልፃለን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/