ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንቴክኖሎጂ ግልጋሎት ቢሮ ዝዉዕላ ኣቅሑት ተባሂሉ ካብ ዝተበጀተ በጀት ፣ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ከምኡ እዉን ንመመረቂ ግልጋሎት ዝዉዕል ግብየን ተመረቅቲ መግዝኢ ተባሂሉ ካብ ዝተበጀተ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባህር ትራንስፖርት ሎጀስቲክስ ኣገልግሎት ድርጅት የመቐለ ወደብ ና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤታችን የተርሚናል ጥገና ጨረታ ኣወዳድሮ ተርሚናል ማስጠገን ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 7:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

SAVE THE children/SCI/MFO is an international nongovernmental organization working to create lasting positive change in the lives of children in need. As part of its ongoing development program in Ethiopia, Save the children International Aksum Project Office /SC APO / invites all eligible contractors to bid Drilling and installation hand pump, of two shallow wells at bringa at central zone tigray regional state

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 10, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ማይክሮፋይናንስ ቁፅሪ 2 ብኣልሚንየም ፓነል ነቲ ክፍሊ ንምምቃል ስለዝደለየ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መምረቲ ፣ ናይ ኣልሚንየምን ብረታ ብረት ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 12, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፣ናይ ቢሮ ኣቅሑትን /ፈርኒቸር/፣ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ (Construction materials ) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።• ሎት ሐደ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት • ሎት ክልተ ሕትመት • ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት • ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ • ሎት ሓሙሽተ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 6 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 7 ፈርኒቸራት ሎት 8 ናይ ፍራፍረ ዘርእን ናይ ፍራፍረ ፈልስን ብዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ይክእሉ እዮም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ንኣጎልግሎት ዘዉዕሎም መድሓኒታት ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈታት አገልግሎት ብናይ UIIDP ፕሮጀክት ዝተፈላለያ ንብረታይ ናይ ኣይሲቲ ናዉቲን ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Shire Endassilase
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/