ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ንምግዛእ ን ተሃነፅቲ ዝምግብ ነጋዳይን ንምሃብን ይደሊ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ወይ ድማ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ዝምግብን ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ /ክህብን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካፌን ሬስትራንትን/

ዓለም ለኸ ባንኪ አንበሳ ማ.ኣ ቤት ፅ/ሕፈት ሰሜን ሪጅን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ መኪና ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ነቶም ዝተፈላዩ ዓይነት በዝሒ ዘለዎም ዘገልገሉ ጎማታት ንምግዛእ እትደልዩ ኣብ ዓዲ ሓ ኣብ ዝርከብ መክዘን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ እቶም ኣቅሑት ብምርኣይ ናብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ዋጋ መልእኩም ክትቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Ezana Mining Development PLC wants to purchase Proficiency testing program for gold & base metal in mineral exploration sample analysis as per the technical specification under Procurement Reference number EMD /010/2020.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም የተለያዩ ዕቃዎች ይዛ የመጣ ብዛት ያለዉ የጣዉላ ሳጥን ያገለገለ ባለበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2012 8:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑ ገዛ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2012 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑት ፅሬትን ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ 18/09/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ንማእኸል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ፣ ላፕቶፕ ፣ ኮምፒተር ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 3ይ ዙር ጨረታ ናይ ስልጠና ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ፅሬት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ፣ ናይ ፈርኒቸር መሳርሕታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/