ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ካብ ዝተመደበሎም ናይ ሰቆጣ ቃልኪዳን በጀት ናይ ጨቆዊት ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመት : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዞባ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር :ንሕትመት 5000 ብር : ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ብር
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ካብ ካልም በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 110,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ናይ መኪና ዘይቲ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ንማይጨዉን ዓዲግራትን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ምግቢ ተንከፍ ፍርናሽ ኮቦርታን አንሶላን ግዝኢት ናይ ፅሬት ናዉቲ - ክችን አቑሑ ብግልፂ ጨረታ ትዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ስፖርት ማተርያልስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ሓዳሪ ቤት ት/ቲ ዓይነ ሰውራን መቐለ ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣዋዳዲርና ክንዕደግ ሰለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/