ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሹ

1 ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ ትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 17/7/2018 ዓም ክሳብ 29/7/2018 ዓም ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ንዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድ ሾ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ዲክለር ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ወይ ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መረደእታ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥር ገንዘብ ብስፒኦን ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ምካኑ

8 ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሾ ከቅርብ አለዎ

9 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

10 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/7/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914132879 0945106017 0914421515