ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮማራይ ን2013 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ስለዚ ካብ 23/02/2013ዓ/ም ክሳብ 08/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ደ/ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር /ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2013 3:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ኣጎልግሎት ወረዳ ስለዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ህንፀት ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብ ማዕርነትይ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ኤም ሲ ኤች ፕሮጀክት ብደረጃ BC7 GC 8ተን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎምን ተካናተርቲ ብግዕፂ ጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

Ethio Telecom Invites all interested and eligible bidder by this National Competitive Bid For the Procurement of standard G+4 shop construction at Humera to sign a contract agreement with the finally awarded bidder.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2013 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዘሩ ን መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍረ-ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ / ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ንመሸጣ እናተጠቐመለን ዝፀንሐ ናይ መሸጢ ካሽ ማሽን ሬጅስተር ክሰርሓ ስለዘይኻኣላ ንካሊእ ረብሓ ንዝጥቀመለን ኣካል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 5:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሆስፒታል ስሑል ሽረ ንበጀት ዓመት 2013 ዝተፈላለዩ ፣ ኣፋዉስን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብዉስን ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013 ዓም ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2013 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴንን ናይ ኤሌክትሪን ቡንባን ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ዝኮኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት: ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፋለለ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፋለለ እዩ
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት :ናይ መድሓኒታት: ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 10, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 10, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/