ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓምት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ንብረት ብምድብ መቂሉ መለት እዉን ብምድብ ሐደ ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብምድብ ክልተ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ፋቢሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብዚ ዘፈር እዚ ዝተዋፈሩምም አቅረብቲ ዝስዕብ ረቆሒ ብምምላእ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣተን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ኣብቲ ዘርፊ እትነጥፉን ትሕት ኢሉ ዝተጠቐሰ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ፦

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 30, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒን ኣቁሑት ናይ መዳሓኒታትን ናውቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 1, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ኣቅሑት ናይ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 5, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ኮዋሽ ፕሮጀክት ዝዉዕል ኢሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ኣቅሑት አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ 100,000.00 ቅርሺ ንኣቅሑት ፈርኒቸር 15,000.00 ቅርሺ
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቆራን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ዝተፈላለዩ ዓይነት መሳርሒ ፅሕፈትን : አቁሑት ፅሬት : ሰነዳት ሕትመት :መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርካሪ : ንኣቅሑት ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣይገልፅን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፋት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2016 ዓም ንሴከተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝወዕል ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሊክትሮኒክስን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 4, 2016 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 13, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ክዕድጎም ዝደሊ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ 2 ናይ ሕትመት ስራሕ ፣ 3 ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ፊልድ መሳርሒ ኣቅሑት / ኤሌክትሮኒክስ/ ፣4 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፣5 ናይ ድሕንነት መኸላከሊ ኣልባሳትን ዩኒፎርም ፣6 ናይ መኪና ቅብዓት ሽቶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/