ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔርፓርት (ኣቕሑት) ንክትዕድግሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀረባት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት በቢዘፈሩ ቀረባት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኪራይ ገዛ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 2:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ህፁፅ ምላሽ ትግራይ ንሰብኣዊ ሐገዝ ዝዉዕል ደረጅኡ ፅሬቱን ዝሐለወ ቀዳማይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ(ዕፉን) ኣዉፂኦዎ ዝነበረ ጨረታ ተቀሚጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትክካል ናይ ግዜ ጥራሕ ብምምሕያሽ ብምግባረ ከቅርቡ ዝክእሉ መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳዲሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ዘገልገሉ ጎማታት ፣ ካለማደርያ፣ ፍላፕ፣ በራሚልን ናይ መኪና ባትሪን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ሰሜን ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገዛ ኪራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2016 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

የጭላ መባእታዊ ሆስፒታል ከ/ስ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት(ስፔር ፓርት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ (Tigray Emergency Response) ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ድረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ ንምዕዳግ ኣውፅኢዎ ዝነበረ ጨረታ ተቐመጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትኽኻል (ናይ ግዜ ጥራሕ ምምሕያሽ ብምግባር) ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደሩ ይዕድም።(ናይ ወዛደር መፅዓኒ ዋጋ ሓዊስካ ይምላእ)

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምህራ ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2016 3:10 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ መኪና ጎማን እስፔር ፓርትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/