ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኣብ ፕሮግራም UIDP ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድትን ምድብ ክልተ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

መተሐባበሪ ቢሮ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሎካዊት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ዓዲግራት ንዝተፈለለዩ ናይ ሕበረተሰብ ተጠቀምቲ እታወት ዝባፃሕ ምግቢ ንምጎዓዝ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት መጎዓዝያ ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳድር ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ዋጋ መሰረት ብምግባር ዉዕሊ ብምእሳር ናብ ዞም ዝተጠቀሱ ቦታታትዝዉዕል ንምጎዕዓዝ ወይ ንምፅዓን ብምዉድዳር ግልጋሎት መጎዓዝያ ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦን ካልኦት ሐለዋ ዘድልዩ ቦታታትን ስራሕቲ ሐለዋ ብቅዓት ንዘለዎ ሐለዋ ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካለት ብዉድድር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብብረት ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ | ዘገልገሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማል.ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም -

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ” Galavtion Plant ፅንዓት ኣዋፃኣይነት(Investment Feasibility Study ) ብናይ ደገ ሰብ ሞያ ረቡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ካብ ቤት ዕዩታት ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንበረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/