ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ከተማ ዉሽጢ ኣታዊ ሐድሽ ተፋሰስ ስራሕ ካብ ዕደጋ ቀበሌ 01 ናብ ነባር ተፋሰስ ቀበሌ 01 ብተወሳኪ እዉን ካብ ሓድሽ መንደር 2016 ዓም ዝተሰርሐ ተፋሰስ ናብ ሮቦ ሑጋ ዝስርሕ ብደረጃ 8 ደቂቅ ንግዲ ትካል RC ወይድማ GC ብብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይድማ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ንካልይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 7,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር : ኤልስዲ ፕሮጀክተር : ላፕቶፕ ኔተወርኪንግ : ፎቶኮፒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2017 11:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ትራንስ ኢትዮዽያ ሓላ/ዝተ/ውልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቢሮ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረት ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ትግራይ ባዮቴከኖሎጂ ማእኸል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሓፂነመፂንን ጎማታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም ን ናይ መግብን ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2 %
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና ዲኮርን መለዋወጢ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

አብ ትግራይ ክልል ግዚያዊ መንግስቲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከዋሽ ፕሮግራም ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኮምፒተር ወረቐት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/