መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዲካል ኢኮዩፕመንት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፈርንቸር ናይ መኪና ጎማ ፣መፀባበቂ ፣ኣቁሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ቤት ፍርዲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንወረዳ ፅራእ ቤት ፍርድን ወረዳ ገርዓልታ ቤት ፍርድን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2017 6:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

መሐሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ኤሌክትሪካል : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ፈርኒቸር : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Atsbi
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2000 :መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : መሳርሒ ህንፃ 3000: ናይ ዕንፀይቲ ኣቅሑት ማለት አዉን ፈርኒቸር መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሪካል 1000 :መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዘገልግሉ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሜሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒስክ ሰርቨር : ላፕቶፕን : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኤሌክትሮኒስክ 35000 : ፈርኒቸርን 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ (ግቢ ውሽጢ) ኣብ ዘለዉ ስቶራት ዝርከቡን ግልጋሎት ዘይህቡን ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቕትን ንብረታት ብፕሮፎርማ _ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2017 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖም ዘሎ ህንፃታት ኣገልግሎ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ግሬድ 75 ቴንዲኖታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 70,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ አባይ ፃሃየ ዝስርሕ ናይ ሓዱሽ መናሃያ ሓፁርን ህንፃን ስራሕቲ AXCWATSBS 0216 ንምስራሕ ብደረጃ GC6 ን BC5 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 625,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/