ቤት ፅሕፈት ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ካብ ናይ 2017ዓ.ም መደበኛ በጀት ቦክሰር/bocer/150CC BM ሞተር ሳይክሰ ስሪሕ ካይዲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ሳይክል መቅረብ ሕጋውያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ሎጎ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ግራፊክስ ዲዛይን/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ባህርዛፍ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጎሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ኣብ ወሰን ከተማ ፋፂ ዝርከብ ዝተጥሓነ ትርፍራፍ ፀፀር ወይ ጃሃያ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፋፂ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኢንስትዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ምግቢ ዝከዉን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ባኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማእክል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብናይ 2017 ዓም ንመደበኛ በጀት አወዳዲሩ ጎማ መኪና ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 16, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ንህጊ ተሃንፅቲ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ አወዳዲሩ ክወዓዓል ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ትራንስ ኢትዩጰያ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ቦታት ናይ ስራሕ ቦታታ ፅሬቱ ዝሐለወ ናይ ግልጋሎት ፅሬት ንምርካብ በቲ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ትካለት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ምእሳር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ ባልትናን ኣስቢዛን ግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /