ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መፋቱሕ (Tools Kit) ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ኣብ ማእክል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን ኣታክልትን ፍራምረን፣ እቋቕሖ : ናይ ውፅኢት ባልትናን ዝቐጣሽቐጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 28, 2017 4:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ሓራጅ ናይ ገዛ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሃረያ ቀጠና 9 ፖሊስ ኮሚኒቲ 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ዝርከብ ስፍሓቱ 240 ሜ/ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ 4,334,579.50 /ኣርባዕተ ሚልዮንን ሰለስተ ሚኢትን ሳላሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ሰብዓን ትሽዓንተን ብርን ሓምሳ ሳንቲም/ ዝኾነ ብጨረታ ክሽወጥ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 16, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፓዳት ሕትመት ክተሓትም ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ ትካልና ዝርከብ ባህርዛፍ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሽይጥ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናውቲ ቢሮ (Furniture) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፅርየት ኣቕሑ መሳርሒ፡ሃለኽቲ ፅሕፈት መሳርሒ፣ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቕሑ( Furniture)ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2017 8:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 23, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ነበለት ዝተፈላለየ ንማይ መድፊኢ እንጥቀመለን ዝነባራ ዝዓነዋ ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሰነ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ነበለት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት እንሃባ ፀኒሐን አሪገን ካብ ግልጋሎት ወፃኢ ኮይነ ዝርከባ ተሽከርከርቲ መኪና : ሞተር ሳይክለት : ካልኦት ዝተፈላለየ ቀወምቲ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 26, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንተሽከርከርቲ መኪና : ሞተር ሳይክለት 20000 ቅርሺ : ንካልአት ቀወምቲ ንብረታት 3000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/