ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ፍርጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2018 4:35 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓለን ዘይውዓሱን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ደደሊ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2%
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣካዳሚ ፖሊ ንተግባራዊ ትምህርቲ ግልጋሎት ይጥቀመሎም ዝነበሩ ናይ ዎርክ ሾፕ ኣቅሑ /ብረታ ብረት / ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፦

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2%
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈትኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ፊቲንጋት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኤለክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን ማሽነርን ኣቁሑት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ተራድኦ ምድሓን ኣዴታት ትግራይ፣ ካብ 11/9/2015 ዓ/ም ክሳብ 30/11/2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ዘሎ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 1, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/