ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ናይ ደምቢ ጫማን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ- ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዓበይቲ ተሽከርከርቲ ጎማ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ሜታኖያ ኣካዳሚ ናይ መምህራን ካፍተርያ ኣሰናዲኡ ዘቅርብ በዓል ሞያ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ኤለክትሮንክስ መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓደዋ ናይ ጉደና መብራህቲ ፅገና street city pol maintenance ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ አድያቦ ብፕሮጀክት UNDP ዝክፍል ንዝተፈለለየ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣስከሰሰሪን : ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ኣቅሑት 3000 ቅርሺ:ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ን2018 ዓም ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢድ ፅገና ጋራጅ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/