ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ውን ፈርኒቸርስ /መፅሓፍቲ መደርደሪ፣ ጠረጴዛን ወንበርን/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስን ሓድሽ ሶፍትዌርን ኣፕሊኬሽን ሲስተም ዝውዕል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ:-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ በቲ ዘርፊ ካብ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ማዘጋጃ ናይ ቢሮ ጠረጴዛ፣ ደረቅ ወንበር፣ ሸልፍ፣ ተሽከርካሪ ወንበር ብተወሳኪ ውን ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ጉሎ መኸዳ ከተማ ፋፂ ኣቅሑ ፈርኒቸር፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃን ካልኦትን መሳርሒ ኣቅሑ ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ፋፂ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ካብ መደበኛ በጀት 2011ዓ/ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ሕትመትን ኣቅሑ ፅሬትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማአኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ መሰረት ነቲ ማእኸል ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒህንፃ፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ቀወምቲ ንብረት ስራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶን ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፍርዲ ታሕታይ ቆራሮ ንቤት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴን ንባዕሉ ቤት ፍርዲ ታሕታይ ቆራሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ሕትመትን፣ ናውቲ ፈርኒቸርን/ ስራሕቲ ጣውላን/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 22, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ናውቲ ቢል ብግልፂ ጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 25, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/