ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንርክብ ህዝብን መንግስትን ከምኡውን ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት ማለት ናውቲ ቤት ዕዮን ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 1 ኣቅሑ ፅሬት፣ ሎት2 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ናይ ሞተር ሳይክል፣ ሎት 4 ናይ ፈርኒቸር፣ ሎት 5 ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ነዞም ዝስዕቡ ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ህንፃ : መላወወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ማሽን : ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ መሳርሒታትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ ቢሮ ኣቅሑት/ Office Furniture/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንምም/ር ከተማ መቐለ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሌጅ ፖሊ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ መድሓኒታትን ሕክምና ኣቅሑት ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት /ፈርኒቸር/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ ቢሮ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 5, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/