እኒ ገመድህን ሐጎስ 89 ቁፅሪ ሰባት ተ ሽርክና ማሕበር መስርሒ ህንፃ ዎርክ ብላሜራ ሚክስር ቫይብሬተር ሚስማር ባህርዛፍ ጣዉላ መዐሸጊ ምስታይ ማይ ንዘድሊ ከስቲ ዝግበኦ ቢም ይኩን ኮለን ማሻሻታ ዘድልዩ ሰብ ሞያን ጠቅላላ ጉልበት ሰበን ሓዊሱ ንኢዱ ዋጋ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ጎዳ ጥርሙዝን ብርጭቆን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቅ ኣብ ዝርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንዘጣይሾ ናይ ጠርሙዝ ብርጭቆን መምርቲ ፋብሪካ ናይ ሰራሕተኛ መንበርን መተካእታ ቤት ትምህርቲን አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 10, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ሽረ እንዳስላሰ ዝርዝከብ ቤት ፅሕፈት ኣይኣርሲ ኢትዮዽያ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሰሜን ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዕቆቢ ስደተኛታት ኤርትራ ሕፃፀ ዓዲ ሓሩሸን ማይ ዓይኒን ዝተፈላለዩ ህንፃታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 18, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ልምዓት ዒስራ ዓዲ አብ ወረዳ ሕ/ወጅራት ጣቢያ ዓዲ መስኖ ዝርከ ብሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተወሳኪ 2ተ ብሎክ 8ተ መምሃሪ ክፍሊታት ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብርኪ 6ተ ን 7ተን ናይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ለኩም ተወደደርቲ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ :ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት :ወረዳ አፅቢ ወንበርታ :ወረዳ መረብ ለከን ዝህነፅ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብ ቢሲ 6ን ጂሲ 6ን ልዕሊኡን ኣብ ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ድማ ቁሸት ቢሄር ብሄረሰባት ብርኪ 7ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለኩም አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን አብ ወረዳ ወልቃይት ማይግባን ቆራሪትን ንቢሮ ግልጋት ዝከዉን በዓል ሓደ ደብሪ ህንፃ BC/GC-5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወልቃይት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 14, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ከቢረ ኢንተርፕራይዝ ሃ/ዝ/ወል/ማህበር ኮንትራክት ሸር ወል (Shear wall): ሴፕቲክ ታንክ : ሶክ አወይ ፒት ክነስርሕ ስለዝደለና ካብዚ ዝስዕብ እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ከተማ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክ ሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ማሕበረ ዕዳጋ ኣዱሊስ ሰለስተ ሕንፃታት ነኒበይኖም ናይ ምድር ቤት ክሳብ ኢሊቪሽኑ ኮሎነ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሐ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/