ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ድሪነጅ ኣብ ቀበሌ 05 ሎት ሐደ ከባቢ ላዕለዋይ በሪ ዳመድሂን ኣለም ጎልጎልታ ዝርከብ ሎት ክልተ ኣብ ዳመድሂአልም ጎልጎልታ ናብ መምህር ሓጎስ በየነ ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

Save the children International SCI-MFO invites all eligible contractors to bid for the Labor to construct supper structure and finishing works of block classroom , O-classroom , flag pole and dry latrine at central and Eastern zone Tigray Regional state

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 19, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ከተማና መቐለ ዋና ቢሮ መኮኒን ዳነሻ መይካድራ ዝርከቡ ጠቅላላ በዓል ሓምሽተን በዓል ክልተን ደብሪ ህንፃ ሙሉእ ብሙሉእ ፅገና ንምግባር ኣብ ከተማ መኮኒን ዝርከብ ሓፁርን ሳይትዎርክን ኣበዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደለዩ ደረጃ BC/GC 6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክን ተካናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 28, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2010 9:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2010 9:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 80,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ አክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ አክሱም መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ፌዝ ሓደ ብሎክ G+2 ንምስራሕ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን BC ወይ GC ናይ ኮንትራክተርነት ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 17, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 125,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ዕዮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ መኮኒ ቤት ዕዮ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኮኒ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ዕዮ ብሎክ ህንፃ ንምስራሕ ኣብ ትግራይ ትርከቡ ቢሲ ጂሲ ብደረጃ 9ን ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ፀለምቲ ከተማ ማይ ፀብርን ኣብ ዞባ ደቡብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ፍሉይ ቦታ ፈትሓ ጋመን ንናይ ምርምር መሳለጢ ዝከዉን Green House ኮንስትራክሽን ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩሉ መዳይ ሕብረት ስርክና ዩንየን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ንምጥን ማዳበሪያ ግልጋሎት ዝዉዕል መክዝን ኣብ መቐለ ንምስራሕ ንደረጃ BC-5 ን GC-5 ልዕሊኡን ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኮንስትራክሽን ተኮናተርቲ ናይ ማተሪያል ጉልበትን ማሸነሪ ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ ኣጫረቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 30, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ህንፀት ዋርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን ኣብ ከተማ ዓይደር ፍሉይ ቦታ ዓዲ ሕሩስ ዝርከብ ሳይት ኮንስትራክሽን ከስርሕ ስለዝደለየ ብደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ሕጋዊያን ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 23, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 7, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/