ዋሕስ ናይ ገዛ ቑጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዳዕሮ ሓወልቲ ክ/ከተማ መቐለ B+G+10 ናይ ብሎኬት መንደቕ (HCB works) ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር አትክልት ፍራምረን ማእኸል ዕዳጋ መቀለ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ቦታ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ንዝስራሕ ፕሮጀክት ናይ ስትራክቸራል ኤሌክትሪካል ኮንዲት ዝርገሐን ሳኒተሪ ዝርገሐን G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ (mall) ናይ ስትራክቸራል ስራሕ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

አብ ዘባ ማእክለ ትግራይ ወረዳ ኣበርገላ የጭላ ንቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከባቢ ዳታዘዛ ቦይ ፋኛትራ ወይ ተፋሰስ ብደረጃ 8 ኣናአሽተይ ዘፈር ጠቅላላ ስራሕቲ ህንፃ መነግዲ ስራሕቲ GC ዘጠቃለለ ወይ ከዓ ዘፈር ስራሕቲ መንገዲ RC ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ቤት ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 16 ሎታት ከፋፊሉ ኩሸና (kichen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/