መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር

ምልክታ ጨረታ

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ብ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይ 2018 ዓ/ም ናይ ሒሳብ መዝገብ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ:

በዚ ሞያ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/

ተ.ቁዓይነት ሰነድመዐቀኒበዝሒ
1ናይ ኣታዊ ሰነድኣቃፊ03
2ናይ ወፃኢ ሰነድኣቃፊ

02


ዝድለዩ ረቋሒታት:-

  • ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ናይ ኣታዊን ወፃኢን ሒሳብ ሰነዳት ኣብ 15 መዓልቲ ውሽጢ ሰሪሑ ከም ዘረክብ ውዕሊ ዝኣስር::
  • ንእትስርሕሉ ዋጋ ቲኦቲ /ቫት/ሓዊሱ ብናይ ባዕልኹም ዋጋ መቅረቢ መሊእኹም ናይ ትካልኹም ማህተም ገይርኹም ንግዲ ፍቃድኩምን ቲንን ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ኣብ ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ብፓስታ ኣሽኩም ንክተቅርቡ ንዕድም።

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ

ቀዳማይ ወያነ ዋዛ ስራሕ ዕሕፈት

034-441-53-16