⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሞዴል ቻሲ-JTEBD9E-J50K024473 ፓራዶ መኪና ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ናይ ስፔር ፓርት ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕድጊት ክወዳደሩ ይዕድም።
* ተወዳዳርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን ናይ ቲን (TIN) ሰርትፊኬት ፎቶኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ይግባእ።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12-16/10/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ተመሊኡ ዝቐርብ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 17/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 2:30 ይኸፈት።
* ዝቐረበ ዋጋ እቲ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ፣ እቲ ዝሰዓረ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓፂር እዋን ንብረቱ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ።

ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ዕድጊት ንምፍፃም ዋጋ መምለኢ ቅጥዒ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ይደሊ ስለዝኾነ ድማ ክትወዳደሩ ትደልዩ በቲ ተዋህቡ ዘሎ መምለኢ ዋጋ መልእኹም ክተቕርቡ ንዕድም፡፡ ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
01. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
02. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
03. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም ካልኦት መረዳእታን ዘቅርብ
| No | Description Model-ፓራዶ ቻሲ ቁ-JTEBD9E-J50K024473 | Part No | SI unit | Qty |
|---|---|---|---|---|
| 01 | Testiny Right | 45046-69245 | Pcs | 1 |
| 02 | Testiny Left | 45046-69245 | Pcs | 1 |
| 03 | Staplaizer Link Right | 48820-60050 | Pcs | 1 |
| 04 | Staplaizer Link Left | 48810-60040 | Pcs | 1 |
| 05 | Backel | 45503-60040 | Pcs | 2 |
4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::
5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ዕለት 12-16/10/2018ዓ.ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ብምምላእ ይፍፀም።
6. ዕለት 17/10/2018ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ቃለ-ጉባኤል ኦርደርን ተወድኡ ክቐርብ ይግበር
7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ዕድጊት ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ጥራሕ ይኸዉን::
9. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓዕሪ ማዓልቲ ከቕርብ ዝክእል::
10. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
11. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::